ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ለካቲት 2025)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ንሎሚ 25 ለካቲት ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት፡ **ቮለድሚ ዘለንስኪ ዩክሬን ኣባል ኔቶ ክትከውን ጻዊዒቱ የሐይል... ** ኣብ ኣውስትራሊያ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ሰንፈላል ዘለዉ ብ ኣሻሓት ዝቚጸሩ ሓተቲ ዑቕባ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ተገሊጹ... ** ብ ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ወኪሉ ዝተወዳደረ ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ወጺኡ።



Share