ኣብ ጽባሕ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ኣብ ዓበይቲ ዙራት ዓለም ዝቀዳደማ ጋንታታት ብዝሒ ተቐዳደምተን ክንደይ ይኹኑ ክትዕ ፈጢሩ

Daniel Teklehaimanot

Source: Getty Velo

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/05/2020) * ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ19 ጋንታታት ቅድድም ብሽግለታ ዘሰልፍኦምን ዘፈርምኦምን ተጻወቲ ክንደይ ክኾኑ ኣለዎም ዝብል ዓቢይ ክትዕ ፈጢሩ፡ * ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሰይንት ጀርመይን (ፒኤስጂ) ናይ’ዚ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ዝተቛረጸ ወቕቲ ኩ’እግሪ ሻምፒዮን ተሰይማ፡ * ጩራ ተስፋታት መኸተ ኣንጻር ኮቪድ-19 ክርኣዩ ጀሚሮምሉ ኣብ ዘሎ እዋን ተኾሊፎም ዝጸንሑን ገና ዘይተጀመሩን ውራያት ስፖርት ዓለምና ንምብርባርን ንምክያድን መደባት ክወጹ ጀሚሮም



Share