ኦሎምፒክስ ክካየድን ክስረዝን መን'ዩ ዝውስን፧ ሮናልዶን-ጁቬንቱስን ሳላሕን-ሊቨርፑልን ኣብ መወዳእታ መዓልቲ ግጥማት ናብ ኤውሮጳ ሓሊፎም

Tokyo olympics protests in Japan

Source: SBS News

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/05/2021) * ቅ/ብ ዙር ኢጣልያ/ጂሮ ድ’ኢታልያ ብመሪሕነት ኮሎምቢያዊ ኢጋል በርናል ናይ ካልኣይ ሰሙን ውድድራቱ ብምክያድ ይቕጽል ኣሎ፡ ካብ’ቶም ዝጀመሩ ሰለስተ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ክልተ ዘዕግብ ውጽኢት እናመዝገቡ ገና መኸተኦም ይቕጽሉ’ለው፡ * ሊጋት ኩ’እግሪ ኤውሮጳ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ግጥማቶም ኣካይዶም፡ ሊቨርፑልን መሓመድ ሳላሕን ከምኡ’ውን ጁቬንቱስን ሮናልዶን ንዓመታ ኣብ ሻምፒዮንስ ክጻወቱ ምዃኖም ኣረጋጊጾም፡ * ጃፓን ራብዓይ ማዕበል ለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ እትሳቐየሉ ዘላ እዋን ተቓውሞ ውሽጢ ሃገር ንምእንጋድ ውራያት ኦሎምፒክስን ፓራሊምፒክስን ይዛይዱ’ለው፡ ኦሎምፒክ ክስረዝን ከይስረዝን ግን መን’ዩ ዝውስን



Share