'ኣብ’ዚ እዋን ምሉእ ትግራይ ክኽየድ ይከኣል፡ ኣብ ገለ ቦታታት ግን ረዲኤት ንምብጻሕ ወተሃደራዊ መሰነይታ የድሊ' ዲና ሙፍቲ

SBS Tigrinya News

Source: Getty Images

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (03/05/2021) * መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣንቢርዎ ዘሎ እገዳ ኣብ ልዕሊ’ቶም ካብ ህንዲ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ክትግበር ጀሚሩ * ካብ ሎሚ ጀሚሩ ነብሲ ወከፍ ኣውስትራልያዊ ልዕሊ 50 ዝዕድሚኦም ክታበት ኣስትራዘነካ ክወሃቡ ክኽእሉ’ዮም * መንግስታዊ ቴሌቪዥን ኢራን ዓባይ ብሪጣንያ ነታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘላ ኢራናዊት ብሪጣንያዊት ጓለንስተይቲ ከተፍትሕ ልዕሊ 700 ሚልዮን ዶላር ክትከፍል’ያ ኢላ * ኣብ ትግራይ ነባሪ ሰላም ንምስፋን፡ ብፍላይ ኣብ ምብጻሕ ሰብኣዊ ረዲኤታዊ ሓገዝ፡ ብዙሕ ምዕባለ’ኳ እንተተመዝገበ፡ ገለ ብድሆታት ገና ይተርፉና ክብል ሚኒስተር መንግስቲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊጹ



Share