መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ

SBS Tigrinya Daily News

Source: Getty

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (06/05/2021) * ቻይና ኩሎም አብ ትሕቲ ሓደ ቁልፊ ዝኾነ ዋዕላ ቁጠባ ዝስርዑ ርክባታ ምስ አውስትራልያ ብወግዒ አወንዚፋቶም። * መንግስቲ ኒውሳውዝ ዌልስ ክልተ ኣወንታዊ ህላወታት ኮቪድ19 ድሕሪ ምምዝጋቦም ካብ ሎሚ ምሸት ኣትሒዙ ኣብ ዓባይ ሲድኒ ቀይድታት ኮሮናቫይረስ የተኣታቱ። * ሓደ ኣውስትራልያዊ ዜጋ ሕጋውነት ናይ'ቲ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ዝወሰዶ ካብ ህንዲ ዝመጹ በረራታት ንግዚኡ ናይ ምእጋድ ውሳነ ኣብ ቤት ፍርዲ ንምብዳህ መደብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። * መደበር ቴሌቪዥን ፒቢኤስ ናይ አሜሪካ እታ ንነዊሕ ከወዓውዓላ ዝጸንሐ ንኩነታት ሰብአዊ መሰላት አብ ኤርትራ አጉሊሓ ተርኢ መጽናዕታዊት ፊልም አቅሪቡ።



Share