"ኣብ ትግራይ ተዋፊሩ ዝጸንሐ ፈደራል ሰራዊት ካብ ፈለምኡ ህዝባዊ ደገፍ ትግራዎት ኣይነበሮን" ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

Source: Getty
ጸብጻባት ዜና (01/07/2021) ኤስቢኤስ ትግርኛ ሓይልታት ትግራይ ዓበይቲ ከተማታቶም ናጻ ምውጻእ ከም ዝቐጸሉ ኣፍሊጦም፡ ቀ/ሚ ኣብዩ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ዝጸንሐ ሰራዊት ህዝባዊ ደገፍ ከም ዘይነበሮ ኣሚኑ፡ መቐለ ከኣ ማዕረ’ታ ንሱ ዝተወልደላ ከተማ በሻሻ ክትከውን ማእኸል ስሕበታ ክንኪ ከም ዝተሰርሐ ተዛሪቡ፡ ድሕሪ ደጊም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ንዝፍጠር ነገር ተሓታቲ ከም ዘይኸውን ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡....
Share