ዕለታዊ ዜና 7 ሓምለ 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 112 ሓደሽቲ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ኣመዝጊባ። ** ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ነቲ ብ1995 ኣብ ቦዝንያ [ስረብሬኒካ [ስረብ-ሕዳግ ኒትስ-ኣህ] ዘጋጠመ ጃምላዊ ቅትለት ዘኪሮም። ** ኢጣልያ ኣብ ዩሮ 2020 ፡ ንእንግሊዝ ብድራማዊ ናይ ፍጹም ቅላዕ ስዒራ።
Share