ኮፓ ኣሜሪካ ልክዕ ከም ኦሎምፒክስ ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣብ ፖድየም ተሰቒሉ

Tsgabu Grmay at Criterium

Source: @Dauphine

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/06/2021) * ኢትዮጵያዊ ተቐዳዳማይ ጽጋቡ ግርማይ ተሳትፎኡ ኣብ ቅ/ብ ክራይተርዩም ዱ ዶፊን ክዛዝም እንከሎ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣብ ጂሮ ሲክሊስቶ ድ’ኢታልያ ናይ ፖድየም ዓወት ብምምዝጋብ ይምርሽ ኣሎ፡ * ኣብ ግጥማት ባይታ ቴኒስ ፍሬንች ኦፕን 2021 ኢትዮጵያ ዝመበቆሉ ሽወደናዊ ሚካኤል ይመር ኣብ ሳልሳይ ዙርያ ግጥም ተሳዒሩ፡ * ግጥማት ኩ’እግሪ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ካብ ጸጥታዊ ዕግር ዝሓመሳ ኮሎምቢያን ኮቪድ ዝሓመሳ ኣርጀንቲናን ናብ’ታ ክልቲኡ ዝሓመሳ ብራዚል ክካየድ ድሕሪ ምቕያሩ ክካየድ ድዩ ኣይኮነን ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ



Share