ኣብ ማያት ዘሎ ሓደጋ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: SBS

ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ማያት እናሓምበሱ ክዘናግዑ ይፈትዉ ኢዮም።እንተኾነ ኣብ እዋን ሳመር ሓደጋታት ወትሩዩ ዘጋጥም።ብዙሓት ሓደሽቲ ኣውስትራሊያዊን ዝኾኑ ኣብ ማያት እንታይ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣይርድእዎንዮም።ስለዚ ኣብ ማያት ኣብ ዝግበር ንጥፈታት ሞት ካብ ዘስዕብ ሓደጋ ብኸመይ ትከላከል?ዝቕጽል ትሕዝቶ ነዚ ክገልጽዩ።



Share