ክርይፕቶካረንሲ እንታይ እዩ፡ ኣብዚ ገንዘብና ከነውፍርዶ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images
ክሪፕቶካረንሲ ዲጂታላዊ ዓይነት ገንዘብ ኰይኑ ፡ ብሎክቸይን ብዝበሃል ቴክኖሎጂ ኣቢሉ ናብ ዝዀነ ይኹን ሰብ ክልኣኽ ይኽእል እዩ ። ነዚ ዲጂታላዊ ገንዘብ ኣብ ቦርሳኻ ክትሕዞ ዝከኣል ኮይኑ፡ ኣብ ማእከል ዝ ኣቱ መንጎኛ ዘይብሉ ፡ ነቲ ናትካ ሰናቲም ወይ ኮይን ከም ድላይካ ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ ። ኣውስትራሊያዊያን ነዚ ናይ ክርይፕቶክራሲ ብብዝሒ ይጥቀምሉ እንተኾነ ብዛዕባ ኣብዚ ኤለክትሮኒካዊ ገንዘብን ዲጂታዊ ሰረቕቲን ዘስዕቦ ሓደጋ ብዘይምግንዛብ እዩ ፡ ስካመራት ወይ ናይ ሓሶት ንሰባት ክሪፕቶ ንምግዛእ ኣታሊሎም ኣብ ናይ ሓሶት ከውፍሩ ከጋግይዎም ይከኣልዩ ።
Share