መንሽሮ ቆርበት ኣብ ኣውስትራልያ: ቀንዲ ጠንቂታትን ብኸመይ ገዛእ ርእስኻ ትከላኸልን (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Skin cancer in Australia: what are the risks and how to protect yourself

Skin cancer in Australia: how to protect yourself Source: Getty Images

ኣውስትራሊያ ኣብ ዓለም ካብተን ዝለዓለ መጠን ናይ ቆርበት ካንሰር ዘለወን ሃገራት ሓንቲ እያ። ሜላኖማ ሓዊስካ መብዛሕትኦም መንሽሮታት ቆርበት ዝፍጠሩ ፡ ዋህዮታት ቆርበት ምክልኻል ከይተገብረሎም ናብ ኣልትራቫዮለት ወይ UV, ወይ ናብ ጨረርታ ጸሓይ ምስዝቃልዑ እዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ መደብና ነቶም ጸሊም ናይ ቆርበት ሕብሪ ዘለዎም ወሲኹ፡ ቆርበት መንሽሮ ዝስዕቡ ሓደገኛ ረቛሒታት ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ዘሎ ጸሓይ ሓደጋ ብኸመይ ትከላኸሎ ክጥምት'ዩ ።



Share