ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦም ክነብሩ ንቐረብካን ኣዝማድካን ስፖንሰር ምግባር (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images
ብናይ ስድራቤት ናይ ሚግረሽን (ፍልሰት) መደብ ዳርጋ ፍርቂ ናይቲ ኣውስትራሊያ ዓመታዊ ቀዋሚ ፍልሰት ኣብዚ ዓመት እዚ ትገብሮ ተመዲቡ ዘሎ እዩ። ናይ ኣውስትራሊያ ዜጋታትን ቀዋሚ ነበርትን ሰባት ምስ ሰቦም ኣብ ናይ ኣውስትራሊያ መሬት ንኽራኸቡ ዘፍቅድ ዝተፈላለየ ቪዛታት ስለዘሎ ብዛዕባ ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ስድራቤት ቪዛታት ንምፍላጥ ኣብዚ ትሕዝቶ ክጸንሓኩም'ዩ ።
Share