ኣብ እዋን ዕጽዋ ኮቪድ፡ ብ ኣእሞርን ኣካልን ጥዑይ ኮይንካ ምቕጻል። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images
ኣብ መልበርንን ሲድኒን ብሰንኪ ኮቪድ ዘሎ ምዕጻው ብምንውሑ ፡ ማእከላት መወሳወሲ ኣካላት (ጂይምስ)ን ካልእ ናይ ስልጠና መሳለጥያታትን ፡ ሰባት ክረኽቡ ኣይከኣሉን። ማሕበራዊ ርክብ ምስኣን ከምኡውን ግዱብ ኣብ ግዳም ናይ ምውጻእ ቀይዲ ማለት ኣካላዊ ጥዕና ጥራይ ዘይኰነስ ኣእምሮኣዊ ጥዕና እውን ሃስያ ይወርድ ኣሎ። ይኹን እምበር ፡ ፡ ናጽነታትካ ኽሳዕ እትረክብ እናተጸበኻ ፡ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጥዕናኻ ንምሕላው ዝሕግዝ ገለ ሜላታት ክኢላታት ጥዕና የካፍሉ።
Share