ኣብ ቪክቶሪያ ናይ ህጹጽ እዋን ዕንወት/ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ተኣዊጁ።Play07:16 Source: AAPኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (7.15MB) መልበርን ናብ ራብዓይ ደረጃ ዕጽዋ ኣትያ፡ ሰብ መዚ ቪክቶሪያ ተሪር ስጉምቲ ምንቅስቓስ ኣተኣታትዮም። እዚ ስጉምቲ ነቲ ዝጸንሐ ፍኹስ ዝበለ ምዕጻው ተኪኡ ንኣዋርሕ ዝጸንሕ ስጉምቲ ክኸውን ከምዝኽእል ናይቲ ምምሕዳራዊ ግዝኣት ፕሪሜር ኣሚቱ።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (8 ግንቦት 2025)ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሓሙስ 8 ግንቦት 2025)በረኻታት ኣውስትራልያ ከመይ ጌርና ሓላፍነታዊ ብዝኾነ ኣገባብ ንዘናግዓሎምዝበዝሐ ክፋል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ ኣሎ - ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ለገሰ ቱሉ