ዘንጸላሉ ዘሎ ዓለማዊ ለበዳ ጥምየትን ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኣፍሪቃን

A woman opens her mouth for the heath worker to collect a sample for coronavirus testing during the screening and testing campaign South Africa, Source: AP
“ዓለም ኣብ ጫፍ ከቢድ ዓለማዊ ጥምየት” ትርከብ ኣላ ብምባል ፕሮግራም መግቢ ዓለም [[WFP]] ብምግላጽ እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኩነታት ናብ ብዙሕ ዓጸቦታት ዘምርሕ ብዘሰቅቕ መጠን እዩ ክርአ ኢሉ። ብሰምኪ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ብኸቢድ ዓጸቦ ዝህሰ ብዝሒ ህዝቢ ብተዓጻጻፊ ከምዝውስኽውን እዚ ናይ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ዝኾነ ኣፍሊጡ።
Share