ቫይረስ ምስዘለዎም ዝቐረቡ ሰባት ዝከታተል 'ኣፕ'

COVIDSafe APP

Federal hükümet, birkaç gün içinde bir milyon kişinin telefonuna indireceğini umuyordu. Bu hedef birkaç saatte tutturuldu. Source: AAP

ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያ ኮሮና ቫይረስ ምስዘለዎም ሰባት ዝቐረቡ ተኸታቲሉ ዘርክብ ናይ ሞባይል ኣፕ ህዝቢ ክጥቀመሉ ኣብዝምሕጸነሉ ዘሎ እዋን ነቲ ብገለ ገለ ዝስማዕ ዘሎ ስክፍታ ምቅላዕ ናይ ዉልቂ ሓበሬታ ከምዝከላኸል ቃል ይኣቱ። ዕላማ እቲ ናይ ሞባይል ኣፕ ምስ ሓደ ኮቪድ-19 ከምዘለዎ ዝተረጋገጸ ሰብ ዝተተናኸፉ ሰባት ደሊኻ ኣብ ምርካብ ዝሕግዝ ቴክኖሎጂ እዩ።



Share