ዓለም ምስ ኮረና ቫይረስ ከመይ ወዓለት?

Emergency workers wearing full protective suits transport a patient to an ambulance at the Severo Ochoa Hospital in Leganes, Spain, Source: AP
ኮሮና ቫይረስ ኣብ ምሉእ ዓለም ልዕሊ 165,000 ሞት ኣኸቲሉ ኣብዘለወሉ ንብዙሕ ህዝቢ ኣብ ሓዘን ሸሚሙ ይርከብ። እዚ ኾይኑ ከምዚ ኣብዚ ጸብጻብ ቐሪቡ ዘሎ እዚ ሕማም ኣብ ዉሽጣዊ ፖለቲካዊ ሃገራት መንቀሊ ግጭትን ፍሕፍሕን ኮይኑ ቀጺሉ ኣሎ።
Share