ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧

HOLD FOR SATURDAY VIRUS OUTBREAK INDONESIA GRAVEDIGGERS - Source: AP
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ሃገራት ፡ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝታሕዙ ሰባት እናውሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ይርእያ ኣለዋ ። ኣብ እስያ ለበዳ ኮቪድ-19 ብብዝሒ ዝረኣየላ ኢንዶነዥያ ፡ መልከፍቲታት ንምዕጋት ብዝብል ምኽንያት ፡ እገዳታት ከተናውሖን ከተጽንዖን ወሲና ኣላ።
Share