ክታበት ኮቪድ-19 ኣብዚ ሰሙን ኣብ ሰብ ክፍተን ክጅምር እዩ።

UK In Fourth Week Of Coronavirus Lockdown As Death Toll Exceeds 10,000 - The Radcliffe Camera - Oxford.

OXFORD, ENGLAND - APRIL 19: The Radcliffe Camera in a near deserted Radliffe Square, (Photo by VISIONHAUS) Source: Getty Images Europe

ናይ ኮቪድ-19 ክታበት ኣብዚ ሰሙን ኣብ ሰብ ክፍተን ክጅምር እዩ። እዚ ፈተነ ውጽኢት ናይቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ህዝቢ ዓለም ካብዚ ቅልውላው ለበዳ ዝወጸሉ መገዲ ንምርካብ ለይቲን መዓልቲን ጻዕሪ እዩ።



Share