“ነቶም ብሰንኪ ኮቪድ ስድራኦም ክርእይዎም ዘይክእሉ፡ ክንዮቲ ምሕካም ኣለኹልኩም ክትብሎም ዕጋበት’ዩ ዝስምዓካ።” ነርስ ሰምሃር ኣፈወርቂ

Source: Supplied
ነርስ ሰምሃር ኣፈወርቂ፡ ብስደት ናብ ኣውስትራሊያ ካብ ት ኣትወሉ ኣትሒዛ፡ ንብዙሕ ሕልኻላኻት እናሰገረት፡ ካብ ትምህርቲን ስራሕን ከየብኮረት እያ ብዲግሪ ናይ ነርስ ትምህርታ ወዲኣ።ናብዚ ንምብጻሕ ዝሓለፈቶ ኮነታትን፡ ኣብዚ እዋን ኮሮና ቫይረስ ከም ነርስ ኮይና ምስራሕ መዓልታዊ ተመኩሮኣን ኣካፊላትና ኣል።
Share