ኣድልዎ ኣብ ቦታ ስራሕ እንታይ እዩ፧ ግዳይ ናይ ኣድልዎ ምስትኸውን እንታይ ትገብር፧ ዝብል እዩ። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Pexels/Ron Lach

ቀጺሉ ዝቐርብ ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና እዩ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቤት ምኽሪ ብዝሃነት ኣውስትራልያ (the Diversity Council of Australia)፡ ኣብ ኸክልተ ዓመት ፡ ንኹሉ ዘሳትፍ ስራሕ ዓለም ፡ Inclusion@Work Index ዘውጽኦ መጽናዕቲ፡ ኣብ መላእ ናይ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ተሳታፍነት፡ ዉርደትን ኣድልዎን ከመይ ከምዝመስል ስእሊ ይህብ። እቲ ቀጺሉ ዝመጽእ መሐበሪ ኣብ ታሕሳስ ናይዚ ዓመት እዚ ክወጽእ እዩ ።



Share