2020 መልክዓት ስፖርት ዝቐየረት ዓመት - ሞት ማራዶና፡ ክሳራታት ገንዘብ፡ ግጥማት ብዘይተዓዘብቲን 'ባብል'ን፡ ጆኮቪችን ሸለልትነቱን

Cardboard cut-outs of NRL fans are seen at an empty Suncorp Stadium in Brisbane

Source: AAP

ለበዳ ኮቪድ-19 ንስፖርት ዓለምና ድሮ ቢልዮናት ዶላራት ኣኽሲርዎ ኣሎ። እቲ ጽልዋ ነዊሕ ዝጸንሕ ክኸውን’ዩን ብመሰረት ገለ ጸብጻ ባት ከኣ ስፖርት ምሉእ ብምሉእ ከይምለስ/ከይሓዊ ይኽእል’ዩ። እዚ ጸብጻብ 2020 ንስፖርት ከመይ ኢላ ንዘልኣለም ቀይራቶ ተመሊሱ ክምልከት’ዩ።



Share