“ኣብዚ ንገብሮ ዘለና ቓልሲ ጽባሕ ነጻ ሃገር ንምስርተሉ ባይታ ነንጽፈሉ ኩነታት’ዩ ዘሎ።” ኣቦ መንበር ዉነት መሓሪ ዮሃንስ

Homeland Report

Source: Getty Images

ሓጺር ጸብጻብ ሱዳን ሓይልታት ኢትዮጵያ ዶብ ጥሒሶም ዝብል ክሲ ኣቕሪባ ነቲ ዞባ ዝኸፍአ ሓደጋ ከየስዕበሉ ተጠንቅቕ። መራሒ ውድብ ናጽነት ትግራይ ፖለቲከኛ መሓሪ ዮሐንስ ምስ ሓይልታት ትግራይ ኮይኑ ይቃለስ ከም ዘሎ ገሊጹ።



Share