መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘካይዶ ስርሒት ምኽባር ሕጊ ኣብ ትግራይ ዝድግፍ መግለጺ ኣቦወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ነቐፌታት ገጢምዎ

African Union Commission Chairperson Moussa Faki Mahamat

Source: Getty Images

ኣቦወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ጂቡቲ ኣብ ዘአንገደቶ መበል 38 ፍሉይ ዋዕላ ኢጋድ ኢትዮጵያ ሓድነታን ርግኣታን ንምዕቃብ ኢላ ኣብ ክልል ትግራይ ‘ሕጋዊ’ ወተሃደራዊ ስጉምቲ’ያ ወሲዳ ክብል መኽፈቲ መደረ ኣስሚዑ። እቶም መራሕቲ ሃገራት ኣኼብኦም ኣብ ዘጋብእሉ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ሰብኣዊ ስቓይ ናይ’ቲ ኲናት ግን ዘሻቕል’ዩ ክብል ወሲኹ።



Share