ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ታሪኽ ጋንታ ሪያል ሶሰይዳድ ኣብ ሓደ ግጥም ሰለስተ ሽቶታት ዘመዝገበ ዝነኣሰ ተጻዋታይ ኮይኑ

Alexander Isak making history at Real Socieda

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ክብረወሰናት ብምስባር ኣብ ጋንትኡ ፍሉይ ታሪኽ ይሰርሕ Source: Twitter

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/02/2021) * ኣብ ፖላንድ ውድድራት ኣትለቲክስ ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ ተኻይዱ መንእሰይ ኢትዮጵያዊት ለምለም ሃይሉ ኣብ 3000 ሜ ኣብ መደብ ዕድሚኣ ዝቐልጠፈ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ቬሎ ኣላንያ ኤርትራዊ መትከል ኢዮብ ዝድነቕ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኣብ ፖድየም ተሰቒሉ፡ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ስፐይን (ላሊጋ) ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶታት ብተኸታታሊ ዘመዝግቦ ዘሎ ብምቕጻል ሰንበት ሰለስተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ሃት ትሪክ ሰሪሑ፡ * ከዋኽብቲ ኣትሌታት ኣብ ግዜ ለበዳ ኮቪድ-19 ኣርኣያ ሕብረተሰብ ወይ ሞዴል ካብ ምዃን ሓሚቖም ድዮም፧



Share