መሰላት ቆልዑ ኣብ ኣውስትራሊያ (ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

እቲ ናይ ሕቡራት ሃገራት ውዕል መሰላት ናይ ህጻናት፡ ሓደ ካብ ኣህጉራዊ ስምምዕ ሰብኣዊ መሰላት እዩ። እዚ ውዕል ሰብኣዊ መሰላት ተባሂሉ እውን ዝፍለጥ ኰይኑ ፡ ቈልዑን መንእሰያትን እንታይ መሰላት ክሓቱ ከም ዝኽእሉ ድማ ዝገልጽ እዩ ። ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ኵለን ሃገራት ፡ እንተላይ ኣውስትራልያ ፡ ነዚ ውዕል እዚ ከተግብራ መብጽዓ ኣትየን እየን። በዚ ድማ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ካብ ኵሉ ንላዕሊ ደገፍ ዘለዎ ውዕል እዩ ። ናይዚ ሰሙን "ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ንቆልዑ ኣብ ኣውስትራሊያ እንታይ መሰላት ከምዘለዎም ከምኡ" ውን ብኸመይ ብናይ ኣውስትራሊያ ሕጊታት ከምዝሕለዉ ዝገልጽ እዩ ።



Share