ኣብ'ዚ ግዜ ለበዳ ሃገራት ናብ በበይኑ ኣንፈት ክኸዳ እንከለዋ እቲ ቫይረስ ከኣ ናብ ኩሉ ኣንፈት ይኸይድ

The US Capitol Building in Washington, DC

Source: AAP

ልዕሊ 100,000 ሰባት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ኣብ ሆስፒታል ይሕከሙ ኣለው፡ እዚ እታ ሃገር ርእያቶ ዘይትፈልጥ ልዑል ቁጽሪ መልከፍታት ኣብ ተመዝግበሉ ዘላ እዋን’ዩ። ናብ ዓርቢ ኣብ ዘውግሑ 24 ሰዓታት ልዕሊ 200000 ሓደስቲ መልከፍታት ክምዝገቡ እንከለው 2800 ሰባት ከኣ መይቶም።



Share