ስም ሃገሩ ኣብ ዓለም ክጽዋዕ እናሓገዘ ዓዱ ክኣቱ ዘይከኣለ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኢትዮጵያ ነጋሲ ሃይሉ ኣብርሃ

ነጋሲ ኣብርሃ ሃይሉ

Source: Teamqhubeka

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/02/2021) * ኣብ ፈረንሳ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 1500 ሜ ውሽጢ ኣዳራሽ ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ዋና ሓላፊ ኦሊምፒክስ ቶክዮ 2020 ዮሺሮ ሞሪ ደቀንስትዮ ዝዘልፍ ዘረባ ብምዝራቡ ዝሓለፈ ዓርቢ ካብ መዝነቱ ወሪዱ፡ * ሃገራዊ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኢትዮጵያ ዝኾነ ነጋሲ ሃይሉ ኣብርሃ ብምኽንያት እቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጥረ ኩነታት ክሳብ ሕጂ ናብ ሃገሩ ክምለስ ብዘይምኽኣሉ ሃንደበት ስደተኛ ኮይኑ፡



Share