ብዙሓት ኣእዳው ኣብ ዝኣተውዎ ኲናት ትግራይ ሓቂ ግዳይ ኮይኑ

A destroyed tank in Tigray

Source: Getty

ኲናት ትግራይ ሰብኣዊ ቅልቅላውን ገበናዊ ፍጻመታቱን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት በብግዚኡ ኣብ ዝወጻሉን ዝቃልሓሉን ዘሎ ኣብ'ዚ እዋን እቲ ሓቀኛ ምስሊ ብዙሕ መልክዕ እዩ ሒዙ ዘሎ። ነዚ ብንጹር ንምርኣይ እምበኣር እዚ ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ብምውካስ ዝተዳለወ ትሕዝቶ ፈተነ የካይድ



Share