ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ኲናት ጥራይ ዘይኮነ ዝምድና ክልቲኦም መራሕቲ’ውን ንሕቶ ዑቕባኦም ኣብ ሓደጋ ኣውዲቕዎ’ዩ

Source: Connection ev
ኣባል ፈጻሚት ኣካል ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራሲን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) (EMDHR) ሄለን ኪዳን ኤርትራውያን ስደተኛታት ህጹጽ ሓገዝ ረዲኤት ክረኽቡን ዓለምለኻውያን ውድባትን ማሕበራትን ክበጽሐኦም መንገዲ ክኽፈትን ጎስጓስ ብደረጃ'ቲ ምንቅስቓስ ኣብ ምንጣፍ ትርከብ። ንኩነታት እዚ ጎስጓሳትን ናይ ስደተኛታት ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንምሕጋዝ ዝካየድ ዘሎ ጻዕርታትን ዝምልከት ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ ቃለመሕትት ኣካይዳ ኣላ።
Share