ክታበት ምስ ወሰድና ህይወት ከመይ ክቕየር እዩ፧

A French passport and an international certificate of vaccination

A French passport and an international certificate of vaccination Source: AAP

መደብ ክታበት ኮቪድ-19 ኣውስትራልያ ዓሰርተታት ኣሽሓት ሰባት ድሮ ቀዳማይ እብረ ክታበቶም ድሕሪ ምውሃቦም ይቕጽል ኣሎ። ብዙሓት ኣውስትራልያውያን እዚ፡ ሃገሮም ንዝተረፈ ክፋል ዓለም ክትክፈት እኹል ክኸውን ተስፋ ይገብሩ፡ ግን እኹል ድዩ፧ መደብ ዜና ኤስቢኤስ (ኤስቢኤስ ኒውስ) ገለ ካብ’ቶም ብዛዕባ መገሻን ውሸባን ኣብ ድሕረ ክታበት ዓለም ዝለዓሉ ሕቶታትኩም ንፈደራል መንግስትን ክኢላታትን ሓቲትልኩም ኣሎ።



Share