ኣብ ጸገም ዘለው እቶም 96000 ጥራይ ኣይኮኑን፥ ክንደይ ዘይተመዝገበ ዩኤን ዘይፈልጦ ኤርትራዊ ስደተኛ አዩ ዘሎ፥

Source: YouTube
ቃለመሕትት ምስ ሜሮን እስቲፋኖስ፡ ጋዜጠኛን ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላትን መሰል ስደተኛታትን፡ ብዛዕባ ምዕባለታት ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ትግራይን ካልእ ክፋላት ኢትዮጵያን * ኣብ'ቲ ዘለናዮ ዓዲ ነቶም መራሕትና ብኹነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ጎስጓስ ክንገብር ኣለና፥ ንሕጂ እቲ ቀዳምነት መግቢ'ዩ * ካብ ኩሉ ወገን ዝተዋጽአ ሓቂ ዘጻሪ ኣካል ንሕናውን ዘለናዮ ክህሉ ከምዘለዎ ክንማጎት ኣለና፥ * ኣብ ጸገም ዘለው እቶም 96000 ጥራይ ኣይኮነን፥ ክንደይ ዘይተመዝገበ ዩኤን ዘይፈልጦ ኤርትራዊ ስደተኛ አዩ ዘሎ፥ * በዚ ኩነታት ኣብ ትግራይን ኣብ ካልእ ክፋል ኢትዮጵያን ደሃዩ ዘጥፈአ ሰብ እንተሃልዩ በዞም ቁጽሪታት ንቀይሕ መስቀል ሓብሩሎም፡ +251 94 312 2207 +251 11 552 7110
Share