"ዝኾነ ይኹን ዕጡቕ ኣብ ልዕሊ ነብሶም ክከላኸሉ ዘይክእሉ ሰላማውያን ሰባት፡ እንኮላይ ስደተኛታት፡ ዝፍጽሞ መጥቃዕቲ ክኹነንን ክሕተተሉን ኣለዎ”

Source: Facebook
ኣብ'ቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጥረ ኩነታትን ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ኣየኖት ሕግታት'ዮም ተጣሒሶም ዘለው? ተሓታትነት ክሳብ ዝለዓለ ናብ መን'ዩ ክበጽሕ? ቃለ መሕትት ምስ ዶክተር ዳንኤል ረዘነ መኮነን ክኢላ ሕግታት ሰብኣዊ መሰላትን ተጣባቕን
Share