ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ‘ምዑዝ’፡ ባህላዊ ጸብሒታት ሓበሻ ብጥርሙስ ዓሺጉ ክሸይጥ ጀሚሩ።

Muooz Restaurant

Source: Saba Abraham

እቲ ንስደተኛታት ኤርትራዊያንን ካልኦት ኣፍሪቃዊያንን ናይ ስራሕ ተመኩሮ ንምቕሳምን ምስ ስርዓተ ኣውስትራሊያ ንኽወሃሃዳ ዝሕግዝ ንመኽሰብ ዘይሰርሕ ትካል ምዑዝ፡ ምስ ኩነታት ኮቪድ-19 ዝኸይድ፡ ዝረፈላለዩ ጸብሒታት ኣብ ጠሙዝ ዓሺጉ ኣብ ገዛ ብቐሊሉ ክዳሎ ብዝኽእል ኣገባብ ጌሩ ይሸይጥ ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት፡ ኣካያዲትን መስራቲትን ናይቲ ትካል ዝኾነት ወ/ሮ ሳባ ኣብርሃም መብርሂ ሂባትና ኣላ።



Share