ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ግንቦት 2025)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ንሎሚ 14 ግንቦት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርስታት ** ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን ምስ ሱዕዲ ዓረብ ገዚፍ ናይ ኣጽዋር ስምምዕ መሸጣ ፈጺሙ። ** ቻንስለር ጀርመን ንሩስያ ሓድሽ ናይ ኤውሮጳ እገዳ ክግበረላ ምዃኑ ኣጠንቂቑ ። ** ኣውስትራሊያዊ ተቐዳዳሚ ብሽግለታ ካደን ግሮቭስ ኣብ ራብዓይ መድረኽ ጂሮ ኢጣልያ ሓምሻይ ወጺኡ።



Share