ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 መጋቢት 2025)

Source: SBS
ንሎሚ 4 መጋቢት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ዶናልድ ትራምፕ ፡ኣብ ልዕሊ ካናዳን ሜክሲኮን ተኣሚሙ ዘሎ ሓድሽ ቀረጽ ንኸይጅመር ደው ዘብሎ ዕድል ከምዘየለ ገሊጹ ። ኲንስላንዳውያን ነቲ ካብ ትሮፒካላዊ ሳይክሎን ኣልፍረድ ክመጽእ ዝኽእል ሓደጋ ኣርዚኖም ኽርእይዎ ምሕጽንታ ተዋሂብዎም ። ፍልስጢኤማዊን እስራኤላውን ተዓወቲ ኦስካር ፊልምታት ንኽልቲኡ ህዝብታት ማዕረ መሰል ክወሃቦም ንማሕበረሰብ ዓለም ጸዊዖም።
Share