ሃገራዊ መዝሙር ኣብ ዝዝመረሉ ስፖርተኛታት ክዝምሩን ኢዶም ኣብ ኣፍልቦም ከንብሩን ይግብኦም ድዩ፧

National anthem of Australia during a rugby league game

Source: AAP

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/02/2021) * ዓለምለኻዊ ኮሚተ ኦሎምፒክስ፡ ዓለምለኻዊ ኮሚተ ፓራሊምፒክስን ኣወሃሃዲት ኮሚተ ቶክዮ 2020ን ድሕነት ዘለዎምን ዕውታት ውራያት ቶክዮ 2020 ኦሎምፒክስን ፓራሊምፒክስን ንምሕላፍ ዝሕግዙ መምርሒታት ዘለውዎም ሓባሪ ጽሑፋት ዘርጊሖም፡ * ካሜሩን ከተአንግዶ ዝጸንሐት ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን ብዓወት ሞሮኮ ሰንበት ተዛዚሙ፡ * ሃገራዊ መዝሙርን ስፖርተኛታትን ስፖርታዊ ውራያትን ታሪኻዊ ምትእስሳራቶም ከመይ ኢዩ፧ ንምንታይ’ዩ ኸ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ዝፈላለ፧



Share