2025 እንቋዕ ደሓን መጻእኪ! ኣውስትራልያውያንን ዓለምን ንሓዳስ ዓመት ብሓጎስ ይቕበልዋ

Fireworks are seen over the Sydney Opera House and Harbour Bridge during New Year’s Eve celebrations in Sydney, Wednesday, January 1, 2025. (AAP Image/Bianca De Marchi) NO ARCHIVING Source: AAP / BIANCA DE MARCHI/AAPIMAGE
ምእታው 2025 ኣብ መላእ ዓለም ብድሙቓት ምርኢታት ርችታትን ባህላውን ሃይማኖታውን ጽምብላትን ተባዒሉ። ኣውስትራልያ ሓንቲ ካብ`ተን ቀዳሞት ንሓድሽ ዓመት ብሓጎስ ዝተቐበለኦ ሃገራት`ያ።
Share