ሕቡራት ሃገራት መንግስቲ ናብ ዝቆጻጸሮም ቦታታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣትው ይሰማማዕ፡ ህወሓት ምሉእ መጥቃዕቲ ክኸፍት'የ ይብል

Source: AP
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (03/12/2020) * ህወሓት “ምሉእ መጥቃዕቲ አብ ቀረባ ግዜ ክፍንው’የ’ ክብል ገሊጹ፡ * ቪክቶርያ እቲ ካብ ኮቪድ ነጻ ዝኾነ አትያቶ ዘላ ጐዕዞ ብምቅጻል መበል 34 መዓልቲ ብተኸታታሊ ብዘይ ዝኾነ መልከፍቲ ሓሊፋ፡ * ፈደራል መንግስቲ መደባት ክታበት ኣውስትራልያ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ምድላዋት በጺሑ'ሎ ክብል ኣፍሊጡ፡ * ውዱብ ሕቡራት ሃገራትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣብ ክልል ትግራይ ናብ’ቶም መንግስት ዝቆጻጸሮም ቦታታት ቀረባት ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣትው ከምዝተሰማምዑ ሰብኣውያን ጉዳያት ኣብ ው. ሕ. ሃ. ሮቡዕ ኣፍሊጡ፡
Share