ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (11 መጋቢት 2021)

Daily News SBS Tigrinya

Source: SBS

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (11 መጋቢት 2021) * ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ቅልውላው ኣጋጢሙ ተባሂሉ ኣብ ዝጽብጸበሉ ዘሎ እዋን 40 ኣምባሳደራት ሃገራት ናብ ከተማ መቐለ ምብጻሕ ፈጺሞም * ንጽላት ቱሪዝም ኣውስትራልያ ክሕግዝ ኣብ ትሕቲ ዝተመደበ ሓደ ናይ 1.2 ቢልዮን ዶላር ኣውስትራልያ ጥማር ሓገዝ ቲኬታት በረራ ብፍርቂ ዋጋ ክሽየጡ ተመዲቡ * ፕሪምየርቪክቶርያ ዳኒኤል ኣንድሪው ብሰንኪ'ቲ ዘጋጠሞ መውደቕቲ ክሳብ ሰለስተ ወርሒ ካብ ስራሕ ክእለ ከምዝኽእል ተገሊጹ፡



Share