
Source: Getty Images
Published 20 December 2021 8:25pm
Source: SBS
Share this with family and friends
ኣርእስታት ዜና ** መልከፍቲ ኮቪድ-19 ከይላባዕ መደንፍዒ ክታበት ብህጹጽ ክወሃብ ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ጸቕጢ ይግበረሉ ኣሎ። **ቺለ ሓድሽ ፕረሲደንት መሪጻ። ** ቻይናዊት ኮኾብ ተጻዋቲት ባይታ ቴኒስ Peng Shuai ጾታዊ ዓመጽ ኣይተፈጸመንን ኢላ።
Share