ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 መጋቢት 2025)

Source: SBS
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ለበር ን ኣድመጽቲ ንምስሓብ ወነንቲ ቤት ፡ ዝሓሰረ ጸዓት ንኽረኽቡ ፡ ን ባተሪታት ዝኸውን ናይ 4,000 ዶላር ምወላ ተመባጺዑ ኣሎ ። ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝሓለፈ ሰሙን [2 ሚያዝያ] ሓድሽ ታሪፍ ፡ ዒላማ ዝተገብረለን ልዕሊ 50 ሃገራት ድርድር ክገብራ ከምዝቐረባ ሰበ-ስልጣን ኣመሪካ ገሊጾም ። ኣብ ጃማይካ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ኣትለቲክስ (ኪንግስተን ግራንድ ስላም ትራክ) ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ዲሪበ ወልተጂ ሻምፒዮን ኮይና፡
Share