SBS Examines: መን`ዩ የማን፧ መን`ዩ ጸጋም፧ ኣብ ፖለቲካዊ ኣረኣእያታትኩም ኣየናይ ሸነኽ`ዩ ዝውክለኩም፧ (1ይ ክፋል)

Credit: AAP Photos/Getty Images
ንነብስኹም ኣብ ጸጋማዊ ዲኹም የማናዊ ኣተሓሳስባ ወይ ኣረኣእያ ተቐምጥዋ፧ ንዓመታት እዚኦም ኣስማት ፖለቲካዊያን ሰልፍታት ኣብ ዝበዝሑ መርገጺታቶም ኣበየናይ ይዝንብላ ንዝብል ንምግላጽ ወይ ንምዕቃን ከገልግሉ ጸኒሖም። እቶም ናብ ጸጋም ዝዘዝዉ ኣብ ዝያዳ ገስጋሳዊ ክብርታት ዝኣምኑ`ዮም፣ እቶም ኣብ የማናዊ ወገን ናይ`ቲ መዐየሪ ዘለዉ ድማ ኣብ ዝያዳ ዓቃባውያን ክብርታት ይኣምኑ። እዞም ኣስማት ግን ክሳብ ሕጂ ጠቐምቲ ድዮም፧ መርገጺ ፖለቲካውያን ሰልፍታትናን ፖለቲከኛታትናን ንምርዳእ ብሓቂ ይሕግዙና ድዮም፧
Share