ኣባላት ማሕበረሰብና ካብቶም ኣብ ፈደራል መንግስቲ ዝምረጹ ሕጹያትን ፖሊስን ዝጽበይዎም ንገራት፡ ዝርርብ ምስ ኣቶ ልኡል ፍስሃ
Credit: Supplied
ኣውስትራሊያዊያን ኣብ 3 ግንቦት 2025 ወአከአልቶም ንፈደራል መንግስቲ ክመርጹ እዮም። ኣባላት ማሕበረሰብና እቶም ቀንዲ ዘአገድስዎም ጉዳያትን ካብ ሕጹያት ዝጽበዮም ፖሊሲታት እንታይ ምዃኖም ኣቶ ልኡል ፍስሃ ኣብሪሁ ኣሎ።
Share
Credit: Supplied
SBS World News