ፍሉይ ዝምድና ምስ ቅድድም ብሽግለታ ዝመስረተ ሓወልቲ፡ ወርቂ፡ ጻዕዳ ሕብርን ክብረወሰንን ዝፈቱ ውልቀመላኺ

Source: CECAFA
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/12/2020) * ኣካየድቲ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ስልማት ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ 2020 ንኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ሂቦሞ፡ * ኣብ ሩዋንዳ ክካየድ ዝቐነየ ግጥማት ኩ’እግሪ መንእሰያት ሴካፋ ት17 ብዓወት ኡጋንዳ ተዛዚሙ፡ ኢትዮጵያ ንጂቡቲ ስዒራ ሳልሰይቲ ብምውጻእ ነሓስ ተሰሊማ፡ * ፍሉይ ዝምድና ውልቀመለኽትን ቅድድም ብሽግለታን ኣብ ገሊኡ ክፋላት ዓለምና ልሙድ’ዩ፡ እዚ ንምንታይ ኮን ይኸውን?
Share