ፊፋ ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኸፈቶ ዞባዊ ቤት ጽሕፈቱ ናብ ኪጋሊ፡ ሩዋንዳ፡ ከግዕዞ ምዃኑ ገሊጹ

Source: Wikipedia
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/01/2021) * ሓፋሽ ዝሳተፈሉ ዓመታዊ ውድድር ‘ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵ’ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ ብዓወት ኣቤ ጋሻውን ጽገ ገብረሰላማን ተዛዚሙ፡ * ፊፋ ንምምዕባል ኩዕሶ እግሪ ኢሉ ቅድሚ ልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኸፈቶ ዞባዊ ቤት ጽሕፈቱ ናብ ኪጋሊ፡ ሩዋንዳ፡ ከግዕዞ ምዃኑ ገሊጹ፡ ተርእዮ ምግዓዝ ኣህጉራውያን ቤት ጽሕፈታት ካብ ኢትዮጵያ ከይከውን ከኣ ስግኣት ፈጢሩ፡ * ስም ይመርሕ ከምዝበሃል ኣስማት ገለ ጋንታታት ስፖርት ንምንታይ’ዮም ዓሌታዊ ኣድልዎን ዓመጽን ዘንጸባርቑን ድሕሪ ብዙሕ ተቓውሞታት ክቕየሩ ዝግደዱን፡
Share