ንትግራይ ብምዝማትን ብምዕናውን ናብ ዘመነ እምኒ ክቕይርዋ ይደልዩ ኣለው - ወሃብ ቃል ጌታቸው ረዳ

SBS Tigrinya Daily News

Source: SBS

ጸብጻብ ዜናታት (071220) * ቀ/ሚ ኲናት ተወዲኡ’ኳ እንተበለ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ውግእ ይቅጽል አሎ፡ * ኣብ ደገ ዝነብሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኲናት ደው ክብልን ሰብአዊ ሓገዝ ክአቱን ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ አካይዶም፡ *



Share