ዙር ሩዋንዳ 2021 ብምኽንያት ስግኣት ለበዳ ኮቪድ-19 ናብ ግንቦት ተሰጋጊሩ፡ ካብ ትራምፕ ንምህዳም ዝካየድ ዘሎ ቅድድም

Source: SBS
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/01/2021) * ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሩዋንዳ 2021 ብምኽንያት ለበዳ ኮሮናቫይረስ ናብ ወርሒ ግንቦት ተሰጋጊሩ፡ * ኤርትራዊ ኮኾብ መርሃዊ ቅዱስ ዝኣባላ ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኣስታና ፕሮ ቲም ንዓመተ 2021 ለቢሳ ትወዳደረሉ ቅዲ ማልያ ዘርጊሓ፡ * ዝለዓሉ ኣትሌታት ቱርኪ ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ማራቶንን መሰናኽል 3000 ሜን ኣብ ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020ን ክሳተፉ ዘድልዮም መለክዒ ግዜ ከማልኡ ተስፋ ብምግባር ኣብ ኢትዮጵያ ልምምዶም የካይዱ፡ * ስፖርትን ዶናልድ ትራምፕን ዝተሓላለኸ ዝምድና ከምዘለዎምን ከምዘሕለፉን መቸም ኣብ’ቲ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ስልጣን ፕረዚደንትነቱ ብመልክዕ ድራማ ዝተዓዘናዮ መወዳእትኡ እንታይ’ዩ ክኸውን
Share