ዓማራ መሓመድ፡ ኤርትራዊት ኣውስትራሊያዊት ተሸላሚት ዝለዓለ ስልማት 'The Order of Australia'

Source: Supplied
እዚ ስልማት ብንግስቲ ኤልዛቤት ዝወሃብ ኮይኑ፡ ኣብ ማሕበረስብ ፍሉይ ኣበርክቶ ንዘበርከቱ ዝወሃብ ስልማት እዩ። ወ/ሮ ዓማራ መሓመድ፡ ብስደት ካብ ኤርትራ፡ ናብ ሱዳን ደሓር ናብ ሶርያ ኣብ 1988 ድማ ናብ ኣውስትራሊያ ብምእታው፡ ናይ ባችለርን ማስተርስ ዲግሪን ኣብ ዝለዓሉ ናይ ኣውስትራሊያ ዩኒቨርሲቲታት ትምህርታ ወዲኣ፡ ንሳ ብዘበገሰቶ ፕሮግራማት ን ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ብዙሕ ኣበርክቶ ብምስርሓ ተሸሊማ ኣላ። ተመኩሮኣ ኣካፊላ ኣላ።
Share