SBS EXAMINES፡ ጸረሴማውነት (Antisemitism) ኣብ ኣውስትራልያ ይቕየር ኣሎ ድዩ፧

SOLIDARITY RALLY FOR ADASS ISRAEL SYNAGOGUE

MP David Southwick hugs a member of the Jewish community during a community solidarity rally following the arson attack on the Adass Israel Synagogue, Melbourne. Source: AAP / Diego Fedele/AAP Image

ጸረ ሴማውነት (Antisemitism) ሓድሽ ነገር ኣይኮነን። እንተኾነ ግን ክኢላታት፡ ዓይነት'ቶም ኣብ'ዚ እዋን ንርእዮም ዘለና ጸረ-ኣይሁድውያን ዝኾኑ ተግባራትን መጥቃዕታትን ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኣውስትራልያ ፈጺሞም ኣጋጢሞም ኣይፈልጡን'ዮም ይብሉ።


እዚ ትሕዝቶ SBS Examines ነዚኦም ሕቶታት የቕርብ: ጸረሴማውነት (antisemitism) እንታይ'ዩ፧ ይቕየር ከ ኣሎ ድዩ፧

Share